Child sex charges prompt urgent safety review in Victoria - ድሕነት ህጻናት ዘይሕልዋ መዋእለ ህጻናት መንግስቲ ምወላ ገንዘበን ከቋርጾ ይብል Podcast Por  arte de portada

Child sex charges prompt urgent safety review in Victoria - ድሕነት ህጻናት ዘይሕልዋ መዋእለ ህጻናት መንግስቲ ምወላ ገንዘበን ከቋርጾ ይብል

Child sex charges prompt urgent safety review in Victoria - ድሕነት ህጻናት ዘይሕልዋ መዋእለ ህጻናት መንግስቲ ምወላ ገንዘበን ከቋርጾ ይብል

Escúchala gratis

Ver detalles del espectáculo

Acerca de esta escucha

The federal government says it will be seeking new powers to strip childcare centres of funding if they don't meet safety standards. It follows revelations Victorian police have arrested a childcare worker and laid 70 charges relating to alleged sex offences. Victoria is also bringing in a number of its own reforms, and fast-tracking the already planned federal ban on mobile phones in centres. - ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራልያ ማእከላት መእለዪ ወይ መውዓሊ ህጻናት መለክዒታት ድሕነት እንተዘየማሊኤን ዝምወልኦ ገንዘብ ንኽምንጥለን ዘኽእሎ ሓድሽ ሕጊ የናዲ ኣለኹ ይብል። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ፖሊስ ቪክቶርያ ንሓደ ሰራሕተኛ መዋእለ ህጻናት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወን ምስ ተፈጺሞም ዝተባህሉ ጾታዊ ገበናት ዝተኣሳሰሩ 70 ክስታት ኣቕሪቡ’ሎ ተባሂሉ ድሕሪ ምቅልሑን’ዩ። ግዝኣት ቪክቶርያ ብተወሳኺ ብዙሓት ምትዕርራያት (ክለሳታት) ሕጊ ከገብር ምዃኑን እቲ ኣቐዲሙ ተመዲቡ ዝነበረ ፈደራላዊ እገዳ ኣብ ልዕሊ ምጥቃም ተንቀሳቓሲ ወይ ሞባይል ቴሌፎናት ኣብ’ቶም ማእከላትን የቀላጥፎ’ሎ።
Todavía no hay opiniones